Eri Beats- Haylab (Selalia) Interview 2023 Part 1 – ዕላል ምስ ሓይልኣብ በረኸት(ሰላሊዓ) “ናይ ስውኣት ኽደርፍ እይክእልን አየ”

Haylab (Selalia)> እዚዉን ተሰዲዱ። እምበኣር መን ተሪፉ አብ ዓዲ። ኢሰያስ ጥራሕ። ዓዲ ጀጋኑ ትበሃል ዝነበረት ዓዲ፣ ካን ሃደ ሰብ ወኒኑዋ፣ ዘህዝን ኢዩ። ዘዝመጸ ሽፍታ ሃገር ነጻ አዉጸኤለኩ እንዳበለ ንዜጋታት ዝብትን እንታይ አይነት ሃገር እዩ ። ደይተርፈልና፣ ኤርትራ ናብ ቅድም ዝነበረታ ትምለስ ወይ ከኣ ብግቡእ ንህዝባ ከመሃድር ዝኸዕል አቅሚ ዘለዎ ሰብ ከመሃድራ ክትወሃብ አለዋ። ሚኒዋለ ኢሰያስ ይትረፍ ሃገር ከመሃድር ንነብሱን ንደቁን ብግቡዕ ኣሚሂሩ ከዕብዮም ዝኸዕል ሰብ አይኮነን።

LET’S KEEP IN TOUCH!

አዳዲስ ጽሁፎች እንዲደርስዎ ይመዝገቡ

የንግድ ማስታወቂያዎችን አንልክም ።